[Tigrigna Development ምምዕባል ትግርኛ | እሩም ትግርኛን ብሂልን - Tigrigna grammar and adage እሩም ትግርኛ ቀንዲ ኣትኵሮ እዚ “ብሎግ” ኣብ እሩም ኣጸሓሕፋ ሰዋስው ትግርኛ እዩ። ኣብ’ዚ ዚድህሰሱ፤ እሩም ኣጸሓሕፋ ትግርኛ፡ መጐት ዝኸተሉን መጐት ዘይክተሉን ከምኡ’ውን መጐት ኪኸተሉ እና ከኣሉ ብልማድ ምቕያድ ዝኣብዩ ምልላይ፣ ሰዋስውእዊ ክፍልታትን ትንተናን ምቕራብ፡ ልሙዳት ጌጋታትን ኪእረሙ ምሕጽንታ ዝቐረበሎምን ምቅላሕ፣ ነቲ ድሩት ዝርግሐ ትምህርቲ ትግርኛ ሓደ ባብ ምኽፋት፡ ከምኡ’ውን እዋኑ ዘልዕሎም ዝተፈላለዩ ኣርእስታት ንምዝታይ እዮም።…]